ብ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓት ከም tiktok , Instagram , facebook ዝኣመሰሉ ብመልክዕ መወዓዊዒ ፖስተር ብፍላይ ጽባቀኦም ዝሓለዉ ፣ ንጹር መልእኽቲ ዘመሓላልፉ እንተኾኖም ዝያዳ ኣድማዕነትን ብ ዓይኒ ዓማዊል ጠመተ ክረኽቡ ይክእሉ።
እዚ ከኣ ኩሎም መራኸቢ ብዙሓት ልክዕ ከከም ዓይነቶም ዓቀን ፖስታኦም በበይኑ ኮይኑ፣ በዓቀኖም ዝተሰርሐ ፖስተር ምስ ዝኸውን ሰሓብነቶም የዓቢ፤
መኣስ ኢዩ ቀንዲ ብሊጽን ዓቀኑ ዝሓለወ ፖስተር ዝምረጽ
- ናይ ትካል ንከፍት ኣሎና ዝብል መልእኽቲ ከነመሓላልፍ ንደልየሉ ጊዜ።
- እንሸጦም ንብረት ኮነ እንህቦም ኣጎልጉሎት እነላልየሉ ግዜ።
- እንሸጦም ንብረት ኮነ እንህቦም ኣጎልጉሎት ናይ ምቅናስ ዋጋ ንገብረሉ ጊዜ።
ኣክብና ስቱዲዮ ከኣ ንዝደለኹሞ ዓይነት ፖስተር ጽባቀኡብ ዓቀኑን ንጹር መልእኽቲ ዝሓዘለ ክንሰርሓልኩም እኩል ዓቅምን ተመክሮ ኣሎና። በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ርኸቡኒ።