ኣርማ መለለዪ ናይ ትካል ኮይኑ ፣ ብሉጽ ኣርማ ከኣ ንትሸጥዎ ንብረት ኮነ ንትህብዎ ኣጎልጉሎት ዘንጸባርቅ ብቀሊሉ ዘይርሳዕ ስእሊ ኢዩ።
መብዛሕቲና ኤርትራዊያን ወነንቲ ትካል ብዘይ መለለዪ ኣርማ ወይ ከኣ ብስእሊ ናይ ንሸጦ ንብረትን ከም ኣርማ ክንጥቀመሉ። እዚ ከኣ ተረሳዕን ፣ናይ በሓቂ ትካል ምካኑ ወጠራጥርን ኢዩ።
ኣክብና ስቱዲዮ ንትሸጥዎ ንብረት ኮነ ንትህብዎ ኣጎልጉሎት ዘንጸባርቅ ብቀሊሉ ዘይርሳዕ ክንሰርሓልኩም ምስ ትደሊዩ ርኸቡና።