ናይ ኢንተርነት ዱካን ኣብዚ ዘሎናዮ ኣገዳሲ ኮይኑ ፣ ትቅሙ ከኣ ንብረት ወይ ከኣ ብኢንተርነት ትሸጠሉ ትራይ ዘይኮነስ ፣ ትካልካ ናብ ዓለም እተላሊየሉን ኣበይ ከም እትርከብን ፣ንመን ንብረትካ ከም ትሸይጥን ፣ዋጋ ናይ ንብረትካን ኣጎልጉሎትካን እትሕብረሉን ኢዩ።
ቀንዲ ጥቅምታት ናይ ኢንተርነት ዱካን
- ለይትን ቀትርን ክትሸጠሉ ትክእል
- ን ጊዜ ዘይብሎም ዓማዊል ናብ ገዘኦም ከተብጽሓሎም ትክእል
- ብምክንያት ኩነታት ኣየን ኮነ ንኣብ ርሕቅ ዝበለ ቦታ ንዝነብሩ ዓማዊል ተመራጺ ስለዝኾነ
- ወጻኢታቱ ውሑድ ስለ ዝኾነ