Skip to Content

ምሕዳስ ኣርማ

ምሕዳስ ኣርማ ሳሕቲ ኣድላዪ ኮይኑ ን ዓማዊልና ትካልና ምስ ጊዜ  ትከይድ ከም ዘላ ስመዒ ክህቦም  ይክእል 

መኣስ ኢዩ መለለዪ ኣርማና ምሕዳስ  ዘድልያ
  • ክንውስኸሉ ወይ ከኣ ከነጉድለሉ  ጽሑፍ ምስ ዝህሉ
  • ኣርማና ብዙሕ ዓይነት ስእልታት ዝሓዘ   ምስ ዝህልዎ ብቀሊሉ ተረሰዓይ ይከውን
  • ኣርማና ንንሸጦምን ንብረትን ንህቦም ኣጎልጉሎት ዘይገልጽ ምስ ውኸውን
  • ሕብሪ ወይ ከኣ ዓይነት ጽሕፈት  እንተ ዘይፈቲናዮ
  • ኣርማና ሓንቲ ዓይነት ጥራይ ምስ ዝከውን 
መለለዪ  ኣርማኹም ከተሐድሱ ምስ ትደሊዩ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻና ርኸቡኒ።
0.00 € 0.00 €
29.00 €