Skip to Content

መዕሸጊ ትሕዝቶ

መዕሸጊ ትሕዝቶ   ናይ መለይዪ ኣርማና  ኮነ ናይ ትሕዝቶና ስእሊ  ዘሎዎ ፣  ከም ዓቀን ክብነት ዓይነት   ዝርዝር ሓበሬታት ዝሓዘ ናይ ዝኾነ ትሕዝቶ ከም ቡን፣ብርበረ፣ ሽሮ ክዳውንቲ  እንጀራ  ኮታስ ንኩሉ ዓይነት ትሕዝቶ  ምዕሩግ ንትርኢቱ ውሑስ ድልዳልኡ  ተመራጺ ኢዩ።

ብተወሳኺ ን ናብ ዓማዊልና ብፖስት ንብረት ንሰድድ  ኣብ ናትኩም ኣርማ ዘሎዎ መዕሸጊ  ገርኩም ንብረት ምስ ትልእኽሎም   ኢቲ መዕሸጊ ከም መወዓዕን ስም ትካልኩም ኣብ ምዕባይ ይሕግዘኩም።

ኣክብና ስቱዲዮ ከኣ ከም ናይ መዕሸጊ ትሕዝቶ ስራሕ ብእኩል ተመክሮን ኣፍልጦን  ስለ ዘሎዋ ናይ መዕሸጊ ትሕዝቶ ድልየት ምስ ዝህልዞኩም  በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ርኸቡኒ።
0.00 € 0.00 €
49.00 €