Skip to Content

ሓበሬታ ብስእሊ

ሓበሬታ ብስእሊ  ናይ መላእ ዓለም   መረዳድኢ ቓንቓ ኮይኑ  ፣እቲ ዝቀለለ ንምርድኡን፣  ስእሊ ብምኻኑ ከም መጸባበቂ ክንጥቀመሉ ከኣ ንክእል።

ከም ንኣብነት  ሚዛን ናይ ሓደ ንብረት   ንምግላጽ  ክብደቱ ኢልና ኣብ ክንዲ ምጽሓፍ ናይ ሚዛን ስእሊ ምስ ነቀምጥ   ንኩሉ ሰብ ክርደኦ ይኪእል ወላ እቲ ኣብ ካልእ ሃገር ዝነብርን ካልእ ቓንቓ ዝዛረብን

ሓበሬታ ብስእሊ ኣብ ምንታይ ክንጥቀመሉ ንክእል
  • ናይ ኢንተርነት ዱካን
  • ኣብ ኩሉ ዓይነት ፖስተር
0.00 € 0.00 €
5.00 €