Your Dynamic Snippet will be displayed here... This message is displayed because you did not provide both a filter and a template to use.
ብፍሉይ ንወነንቲ ትካል ዝወሃብ ኣጎልጉሎት

መለለዪ ኣርማ
መለለዪ ኣርማ ሓደ ካብ እቶም መሰረታዊያን ኣገደስቲ ንትካል ኢዮም ፣ ከመይ ሲ ዓማዊልና ብ ኣርማና ኢዮም ዝፈልጡናን ዝዝኩሩናን።
ኣክብና ንትካልኩም ዝገልጽ ዓይነት ፣ብዝደለኹሞ ዓይነቱን ፣ ሕብሩን ትሰርሕ ኢያ።
መወዓዊዒ ፖስተር
ብዘይ መወዓወዒ ኣታዊ የለን ነዚ ብምግንዛብ ኣክብና ን መራከቢ ብዙሓት ዝከውን ብመልክዕ ፖስታ ከም ዝደለኹሞ ዓይነቱን መልእኽቱን ኣብ ሓጺር ግዜ ሰሪሓ ተረክብ ኢያ።

ምሕዳስ መለለዪ ኣርማ
መለለዪ ኣርማና ነኣሽቱ ነገራት ከም ሕብሪ ፣ ዓይነት ጽሕፈት ካልእ ኪንቅይሮ እንተ ደሊኹም ኣክብና ድልየታትኩም ኣንቢባ ከም ዝደለኹሞ ትሰርሓልኩም ኢያ።


ገለ ካብ ስርሐይ